We love you Deqi Erena and we love Eritrean Music and Culture.
موسيقى إريترية جديدة // New Eritrean Music

Find us on Facebook : https://www.facebook.com/LYE.tv
© Copyright: habesha poetics records GmbH. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

source

40 COMMENTS

  1. ብጣዕሚ ዝነኣድ ስራሕን ኣበርክቶን፣ ሃኒባል ምሕረትኣብ። ስራህካ ኣስተማቕረዮ ኣለኹ። እዚኣ ሓጻር ግጥሜ ንዓኻ ኣወፍየያ ኣለኹ።

    ሓላል ሃገር ኣላትና ካብኩሉ እትሕረ እትህረፍ ከም ዘብልዕ ፈትፊቱ

    ዝወነነት ባሖረ ጸጋታት ምስ ምቹእ ክሊማ እምላክ ዝመጠዋ ብጊሓቱ

    ኣማዕዲና ኣይንሕለም ንስራሓላ ንምሃዘላ ነማዕብላ ከም ንሃገሩ ዝፎቱ

    መፍቶት ኣይንኹን ነውጻኣያ ካብ ምንጋጋ እቲ እኩይ ዝጽበ ኣፉ ከፊቱ

    ስደት ይኣኽለና ንቃለስ ክንፍንቅሎ ነቲ ምንጪ ስቓይና ካብቲ መሰረቱ

    ንቐልጥፍ ንበድሃዮ ንመክቶ ብደሆ ንበል ንከሓዲ ንሕና እንዲና ዋናታቱ

    ይኣኽለና ስቓይን ሕስረትን በቲ ኣዝዩ ዘይቅሱን ናብራ ዘመናዊ ባርነት

    ዘይከኣል ኪኢልና እንዲና ታሪኽ ሰሪሕና እንታይ ኣበለና እዚኩሉ ከርተት

    ንግጠሞ ኩልና ሓቢርና ብወኒን ብምኽሪን ንመክቶ ንኹሉ ብትብዓት

    ንፈልጣ እንዲና ዓንኬል ናይ ስደት ከባብ እያ ክም እትዘውር ምሬት

    ዘብለጭለጨት ዘቑጸልጽለት ዘለላ ወይኒ ትመስል ሕልማዊት መቐረት

    ፈንጠርጠር ኢልካ ናብኩሉ ኬድካስ መለሳ ዬብላን ንሳ አያ ዝመረረት

  2. Embi ske ta netom amharun teketeltomn netom serekten qetelten embi ske ta netom seb chemaran karan embi ske ta neti welke melaki nay haredtey desheteni fuck offffff embi embi lomen tsebahen embi

LEAVE A REPLY

Please enter your comment!
Please enter your name here